Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 24:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ናብቲ ጥቓ መንገዲ ዝነበረ ደምበታት ኣባጊዕ ድማ መፀ፤ ኣብኡ ኸዓ በዓቲ ነበረ፤ ሳኦል ድማ ደገ ኽፍትን ኣተወ። ዳዊትን ሰዓብቱን ግና ኣብ ውሽጢ እቲ በዓቲ ተቐሚጦም ነበሩ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 24:3
7 Referencias Cruzadas  

ሓያላታቶም ኣብ ጥቓ ኰዅሒ ተደርበዩ፤ ጥዕምቲ እያሞ ቓለይ ክሰምዑ እዮም።


ናዖድ ምስ ከደ፥ እቶም ሓሻኽሩ መፁ፤ እንሆ ኸዓ መዓፁ እቲ ሰገነት ተዓፅዩ ረአዩ፤ “ምናልባሽ ኣብ ሰገነት ናብ ቤት ንፅህና ኣትዩ ይኸውን” በሉ።


ሳኦል ካብ እስራኤል ሰለስተ ሽሕ ሰባት ሓረየ። ክልተ ሽሕ ምስኡ ኣብ ማክማስን ኣብ ኰረብታታት ቤቴልን ነበሩ። ሓደ ሽሕ ከዓ ምስ ዮናታን ኣብ ገባዖን ናይ ብንያም ነበሩ። ነቲ ዝተረፈ ህዝቢ ግና ንነፍሲ ወከፍ ነናብ ድንኳኑ ሰደዶ።


ሽዑ ሳኦል፥ ንዳዊት ኣብ ምድረ በዳ ዚፍ ክደልዮ፥ ካብ እስራኤል ዝተሓርዩ ሰለስተ ሽሕ ሰባት ምስኡ ሒዙ፥ ናብ ምድረ በዳ ዚፍ ወረደ።


ሳኦል ከዓ ኣብታ ኣብ መንፅር ምድረ በዳ ኣብ መንገዲ ዘላ ዀረብታ ሓኪላ ሰፈረ። ዳዊት ግና ኣብቲ ምድረ በዳ ተቐሚጡ ነበረ። ሳኦል ደድሕሪኡ ናብ ምድረ በዳ ኸም ዝመፀ ምስ ሰምዐ ድማ፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos