Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 2:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 ሽዑ እቲ ሰብኣይ “ቅድም እቲ ስብሒ ይሕረር፤ ደሓር ዝደለኻዮ ትወስድ” እንተ በሎ፥ ንሱ ኸዓ “ኣይኾንን፤ ሕዚ ደኣ ሃበኒ፤ እንተ ዘይኮነ፥ ብሓይሊ ኽወስድ እየ” ይብሎ ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 2:16
9 Referencias Cruzadas  

እቶም ቅድመይ ዝነበሩ ኣሕሉቕ ግና ነቲ ህዝቢ የኽብዱሉ ነበሩ። ካብኣቶም እንጀራን ወይንን ኣርብዓ ቕርሺ ብሩርን ይወስዱ ነበሩ። እቶም ሓሻኽሮም ድማ ኣብ ልዕሊ እቲ ህዝቢ ሰልጢኖም ነበሩ። ኣነ ግና ንእግዚኣብሄር እፈርሕ ስለ ዝነበርኩ ከምኡ ኣይገበርኩን።


እቲ ኻህን ድማ ኸም መስዋእቲ ብልዒ ንጥዑም ጨና ኣብ መሰውኢ ብሓዊ የቃፅሎ። ኵሉ ስብሒ ናይ እግዚኣብሄር እዩ።


እግዚኣብሄር ንህዝበይ ብዛዕባ ዘስሕቱ ነቢያት በስናኖም እናተናኸሱ ሰላም ዝእውጁ፥ ነቲ ናብ ኣፎም ዝኾነ ዘይህቦም ድማ፥ ውግእ ዝእውጁ ኸምዙይ ይብል ኣሎ፦


እቶም ደቂ ዳን ከዓ “ደሞም ዝፈልሖም ሰባት ከይዋግኡኻ እሞ፥ ንነፍስኻን ነፍሲ ቤተ ሰብካን ከይተጥፍእስ ድምፅኻ ኣብ ማእኸል ኣይተስምዕ” በልዎ።


ነቲ ስብሒ ገና ኸየሕረርዎ እንተለዉውን፥ ሓሽከር እቲ ኻህን ናብቲ ሰዋኢ ሰብ መፂኡ “እቲ ኻህን ጥረ ስጋ ደኣ እምበር፥ ዝበሰለ ስጋ ኻባኻ ኣይወስድን እዩ እሞ፥ ዝጥበስ ስጋ ሃበኒ” ይብሎ ነበረ።


እቶም ደቂ ኤሊ በዝ ኸምዙይ ነቲ መስዋእቲ እግዚኣብሄር ይንዕቕዎ ስለ ዝነበሩ፥ ሓጢኣቶም ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር የመና ዓብዪ ነበረ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos