Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 2:13 - መፅሓፍ ቅዱስ

13 እቶም ካህናት ካብቲ ህዝቢ ኸምዙይ ዝበለ ልማድ ነበሮም፦ ዝኾነ ሰብ መስዋእቲ ሕሩድ እንትስውእ፥ ገና እቲ ስጋ እናበሰለ እንተሎ፥ ሓሽከር እቲ ኻህን ሰለስተ ዘፃፍሩ መቝለብ ኣብ ኢዱ ሒዙ ይመፅእ እሞ፥

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 2:13
5 Referencias Cruzadas  

ንሱ ኸዓ፦ “እቶም ካህናት ነቲ ህዝቢ ንምቕዳስ፥ ናብ ወፃኢ ዓፀድ ከየውፅእዎ፤ ነቲ መስዋእቲ በደልን ነቲ መስዋእቲ ሓጢኣትን ዘብስሉሉ፥ ነቲ መስዋእቲ ብልዒውን ዝስንክቱሉ ቦታ እዙይ እዩ” በለኒ።


ናብቲ ኣብ ቍራዕ ዘሎ፥ ወይ ናብቲ ኣብ መቝሎ ዘሎ፥ ወይ ናብቲ ኣብ ድስቲ ዘሎ፥ ወይ ናብቲ ኣብ ፃሕሊ ዘሎ ስጋ ይወግእ፤ እቲ መቝለብ ዘልዓሎ ዝኾነ ስጋ ኸዓ እቲ ኻህን ንባዕሉ ይወስዶ ነበረ። ነቶም ናብ ሴሎ ዝመፁ ዅሎም እስራኤላውያን ከምዙይ ይገብርዎም ነበሩ።


ኤሊ ኸዓ የመና ኣረገ፤ እቶም ደቁ ኣብ እስራኤል ዝገበርዎ ዅሉን፥ ምስተን ኣብቲ መራኸቢ ድንኳን ዘገልግላ ኣንስቲ ኸም ዝድቅሱን ሰምዐ።


ነቲ ኣብ ማሕደረይ ክቐርብ ዝኣዘዝክዎ መስዋእቲ ሕሩድን መስዋእቲ ምግብን ደኣ ስለ ምንታይ ኢኹም እትረግፅዎ ዘለኹም? ካብ ኵሉ እቲ ዝኣዘዝኩዎ መስዋእቲ ህዝበይ እስራኤል ዘዝበለፀ በሊዕኹም ምእንቲ ኽትሃጥሩስ፥ ከመይ ኢልካኸ ኻብ ንኣይ ንደቅኻ ኣኽበርካ?’


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos