Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 19:6 - መፅሓፍ ቅዱስ

6 ሳኦል፥ ዘረባ ዮናታን ምስ ሰምዐ፥ “ዳዊት ኣይመውትን እዩ” ኢሉ ብህያው እግዚኣብሄር መሓለ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 19:6
9 Referencias Cruzadas  

ክፉእ ነገር ኣብ ቅድሚኡ ዝተንዓቐ፥ ነቶም ንእግዚኣብሄር ዝፈርሑ ዘኽብር፥ ንብፃዩ ምሒሉ ዘይጠልም፥


ክንዲ በሃምን፥ ክንዲ ደኽታምን ኣፍካ ኽፈት።


“ህያው እግዚኣብሄር” ኢሎም እኳ እንተ መሓሉ፥ ማሕላኣቶም ሓሰት እዩ።


እቲ በደል ዝተገብረ ብወደይ ዮናታን እኳ እንተ ኾነ፥ በቲ ንእስራኤል ዘድሕን እግዚኣብሄር እምሕል ኣለኹ፤ ብርግፅ ክመውት እዩ” በለ። ግና ኻብ ኵሉ እቲ ህዝቢ ሓደ እኳ ዝመለሰሉ ኣይነበረን።


ሽዑ ዮናታን ንዳዊት ፀውዖ፤ እዝ ዅሉ እዙይ ከዓ ነገሮ። ዮናታን ድማ ንዳዊት ናብ ሳኦል ኣእተዎ እሞ፥ ዳዊት ከም ቀደሙ የገልግሎ ነበረ።


ሳኦል ድማ “በዝ ነገር እዙይ ዝኾነ ቕፅዓት ከም ዘይረኽበኪ ህያው እግዚኣብሄር እዩ” ኢሉ ብእግዚኣብሄር መሓለላ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos