Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 17:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ዛቢያ ዅናቱ ድማ ምርጓዱ ኽንዲ መጠቕለሊ ኣላማይ ነበረ፤ እቲ ዂናቱ ኸዓ ሸውዓተ ኺሎ ግራም ዝምዘን ነበረ። እቲ ፀዋር ዋልታኡ ድማ ቐቅድሚኡ ይኸይድ ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 17:7
5 Referencias Cruzadas  

ካብ ወገን ራፋይም፥ ሰለስተ ኺሎን ፈረቓን ዝምዘን ኲናት ነሃስ ዝነበሮ፥ ይሽቢብኖብ ሓድሽ ሰይፊ ተዓጢቑ ነበረ፤ ንዳዊትውን ክቐትሎ ሓሰበ።


ቀፂሉውን ምስ ፍልስጥኤማውያን ኣብ ጎብ ውግእ ኮነ። ኤልያናን ወዲ የዓሬኦርጊም በዓል ቤተ ልሔም ድማ ነቲ ዛብያ ዂናቱ ኽንዲ መጠቕለሊ ኣላማይ ዝነበረ ጎልያድ በዓል ጌት ቀተሎ።


ከምኡውን ንሓደ ቑመቱ ልዕሊ ኽልተ ሜትር ንዝኾነ ነዊሕ ግብፃዊ ሰብኣይ ቀተሎ። ኣብ ኢድ እቲ ግብፃዊ ሰብኣይ ክንዲ ናይ ኣላማይ መጠቕለሊ ዝኸውን ኲናት ነበረ፤ በናያስ ግና በትሪ ሒዙ ናብኡ ወረደ። ነቲ ዂናት ካብ ኢድ እቲ ግብፃዊ መንዚዑ ድማ በገዛ ዂናቱ ቐተሎ።


መሊሱ ድማ ምስ ፍልስጥኤማውያን ውግእ ተገብረ፤ ኤልያናን ወዲ ያዒር ከዓ ንለሕሚ ሓው ጐልያድ እቲ በዓል ጌት ቀተሎ። ንሱ ዛብያ ዂናቱ ኽንዲ ወንደረሽ ዝተኣለመ ዓለባ ዝጥቕለለሉ ዝኸውን ነበረ።


እቲ ፍልስጥኤማዊውን ናብ ዳዊት ቐረበ። እቲ ዋልታኡ ዝፀውር ሰብኣይ ድማ ቐቅድሚኡ ይኸይድ ነበረ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos