Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 15:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ሳሙኤል ንሳኦል፦ “እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ህዝቡ እስራኤል ንጉስ ክትከውን፥ ክቐብአካ ልኢኹኒ ነይሩ። ሕዚ ኸዓ ነቲ እግዚኣብሄር ዝብለካ ቓል ስማዕ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 15:1
10 Referencias Cruzadas  

ኤልሳዕ ድማ “እግዚኣብሄር ዝብሎ ቓል ስምዑ” በለ። “እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ ፅባሕ ከምዛ ሰዓት እዚኣ ኣብ ሰማርያ ሰለስተ ኺሎ ግራም ልሑም ሕሩጭ ብሓደ ቕርሺ ብሩር፥ ሽዱሽተ ኺሎ ግራም ስገም ከዓ ብሓደ ቕርሺ ብሩር ክሽመት እዩ።”


ሽዑ ሳሙኤል ብልቃጥ ዘይቲ ወሲዱ ኣብ ልዕሊ ርእሲ ሳኦል ኣፍሰሶ እሞ ሰዓሞ፥ ከምዙይ ከዓ በሎ፦ “ኣብ ልዕሊ ርስቱ ሓለቓ ኽትከውን እግዚኣብሄር ቀቢኡካ ኣሎ፤ ንህዝቢ እግዚኣብሄርውን ክትገዝእ ኢኻ፤ ኣብ ዙርያኦም ካብ ዘለዉ ካብ ኢድ ፀላእቶምውን ክተድሕኖም ኢኻ።


ንእግዚኣብሄር እንተ ፈሪሕኹምዎን እንተ ኣምሊኽኩምዎን ቃሉውን እንተ ሰሚዕኹምን ትእዛዙውን እንተ ሓሊኹምን፥ ንስኻትኩምን እቲ ኣብ ልዕሌኹም ዝነግስ ንጉስን ኵሉ ኽቐንዐኩም እዩ።


ሳሙኤል ድማ ንሳኦል ከምዙይ በሎ፦ “እቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ዝኣዘዘካ ትእዛዝ ብዘይምሕላውካ ዓሺኻ። ትእዛዙ ሓሊኻ እንተ እትኸውን፥ ሕዚ እግዚኣብሄር ንመንግስትኻ ኣብ እስራኤል ንሓዋሩ መፅንዐልካ ነይሩ።


ሳኦል ቅድሚ ምምፅኡ ሓደ መዓልቲ ኣቐዲሙ እግዚኣብሄር ንሳሙኤል ከምዙይ ኢሉ ገሊፁሉ ነበረ፦


“ስቓይ ህዝበይ ሪአ፤ ገዓሮም ከዓ ናባይ በፂሑ እዩ እሞ፥ ፅባሕ ከምዛ እዋን እዚኣ ሓደ ሰብኣይ ካብ ሃገር ብንያም ናባኻ ኽሰድድ እየ፤ ንእኡ ኣብ ህዝበይ እስራኤል ሓለቓ ክኸውን ቅብኣዮ፤ ንሱ ንህዝበይ ካብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ከድሕኖም እዩ።”


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos