Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 13:8 - መፅሓፍ ቅዱስ

8 ሳኦል ከዓ ኸምቲ ሳሙኤል ዝመደበሉ ሸውዓተ መዓልቲ ተፀበየ፤ ሳሙኤል ግና ናብ ገለዓድ ኣይመፀን። እቲ ህዝቢ ድማ ንሳኦል ሓዲግዎ ፋሕ ክብል ጀመረ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 13:8
2 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ኣሜሳይ ንሰብ ይሁዳ ኸኽትት ከደ፤ ግና በቲ ዝተመደበሉ ጊዜ ኣይተመለሰን።


“ቅድመይ ናብ ጌልገላ ውረድ፤ እንሆ ኸዓ ኣነ ዝቃፀል መስዋእቲ ኸዕርግ፥ መስዋእቲ ምስጋና ድማ ኽስውእ ናባኻ ኽወርድ እየ። ናባኻ መፂአ እትገብሮ ኽሳዕ ዝነግረካ ግና ሸውዓተ መዓልቲ ኽትፀንሕ ኢኻ።”


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos