Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 12:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 እምበኣር ሕዝስ ብዛዕባ እቲ ዅሉ እግዚኣብሄር ንኣኻትኩምን ነቦታትኩምን ዝገበሮ ፅድቂ ግብርታቱ፤ ኣነ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ክፋረደኩምስ ኣብዙይ ደው በሉ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 12:7
7 Referencias Cruzadas  

“እምበኣር ንዑ፤ ንዋቐስ” ይብል እግዚኣብሄር “ሓጢኣትኩም ከም ጁዅ እኳ እንተ ቐይሐ፥ ከም በረድ ከፃዕድዎ እየ። ከም ደም እንተ ቐይሐውን፥ ከም ፃዕዳ ፀምሪ ክኸውን እዩ።


ናብ ምድረ በዳ ኣህዛብ ከዓ ኽወስደኩም፥ ኣብኡውን ገፅ ንገፅ ምሳኻትኩም ክፋረድ እየ።


ክርስቶስ መከራ ኽቕበልን፥ ካብ ምዉታን ክትስእ ከም ዘለዎውን፥ ይገልፀሎምን የረድኦምን ነበረ። “እዝ ኣነ ዝሰብከልኩም ዘለኹ ኢየሱስ፥ ንሱ ክርስቶስ እዩ” ኸዓ ይብል ነበረ።


ካብ ደሃይ ቀስተኛታት ርሒቖም፥ ኣብ መንጎ ጋብላታት ኣብኡ ግብርታት ፅድቂ እግዚኣብሄር፥ እቲ ኣብ እስራኤል እተገብረ ግብርታት ፅድቂ ኣሕሉቕ ድማ ይንገሩ፤ ብድሕሪኡ ህዝቢ እግዚኣብሄር ናብ ኣፍ ደገታት ወረዱ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos