Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 11:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 እቶም ዓበይቲ ኢያቤስ ድማ “ናብ ኵላ ምድሪ እስራኤል ልኡኻት ክንሰድድስ፥ ንሸውዓተ መዓልቲ ጊዜ ሃበና፤ ዘድሕነና እንተ ሰኣንና ኸዓ ሽዑ ናባኻ ንመፅእ” በልዎ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 11:3
3 Referencias Cruzadas  

ንጉስ ኣሶር ‘ንሕዝቅያስ ኣይትስምዕዎ፤ ኣነ ኽሳዕ ዝመፅእ እሞ ንምድሪኹም ናብ እትመስል ምድሪ፥ እኽልን ወይንን፥ ምድሪ እንጀራን ኣታኽልቲ ዘቢብን፥ ክሳዕ ዘብፅሐኩም ምሳይ ተዓረቑ፤ ናባይውን ውፁ። ነፍሲ ወከፍኩም ካብ ተኽሊ ወይኑ፥ ነፍሲ ወከፍኩም ካብ ኦም በለሱ ኽበልዕ፥ ነፍሲ ወከፍኩም ካብ ማይ ዒላኡ ኽሰቲ እዩ’ ይብል ኣሎ።


እቶም ሰብ ኢያቤስ ከዓ ንኣሞናውያን “ፅባሕ ክንወፀልኩም ኢና፤ ሽዑ ኸም ዝደለኹም ትገብሩና” በልዎም።


ሽዑ ዅሎም ዓበይቲ እስራኤል ተኣኪቦም ናብ ሳሙኤል ናብ ኣርማቴም መፁ፤


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos