Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 11:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ሽዑ እቶም ህዝቢ ንሳሙኤል “ ‘እቲ ሳኦል ኣብ ልዕሌና ኣይነግስን እዩ’ ዝበለ መን እዩ? ነቶም ሰባት እቲኣቶም ክንቀትሎም ኣምፅኣዮም” በልዎ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 11:12
3 Referencias Cruzadas  

ኢድካ ንዅሎም ፀላእትኻ ትርከቦም፤ የማነይቲኻውን ንዅሎም ዝፀልኡኻ ትራኸቦም።


ነዞም ኣነ ኣብ ልዕሊኣቶም ክነግስ ዘይደለዩ ፀላእተይ ግና፥ ናብዙይ ኣምፂእኹም፥ ኣብ ቅድመይ ቅተልዎም’ ” በለ።


ሓድሓደ ኽፉኣት ሰባት ግና “እዙይ ደኣ ኸመይ ገይሩ ኸድሕነና እዩ?” ኢሎም ስለ ዝነዓቕዎ፥ ገፀ በረኸት ኣይሃብዎን። ንሱ ግና ኸም ዘይሰምዐ ኾነ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos