Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1ይ ጴጥሮስ 2:18 - መፅሓፍ ቅዱስ

18 ኣቱም ግዙኣት፥ ነቶም ሕያዎትን ርህሩሃትን ጐይቶትኩም ጥራሕ ዘይኮነስ፥ ነቶም ክፉኣትውን እንተይተረፈ፥ ብዅሉ ኽብሪ ተኣዘዝዎም።

Ver Capítulo Copiar




1ይ ጴጥሮስ 2:18
13 Referencias Cruzadas  

ቀይናን ልቢ ኣይተኸተለንን፤ ክፉእ ካባይ ምስ ረሓቐ ኣይፈለጥኩን።


ከናፍር ፃድቕ ዘሐጕስ ነገር ይፈልጡ፤ ኣፍ ሓጥኣን ግና ቐይናን እዩ።


እግዚኣብሄር ነቶም ጠዋይ ዝልቦም ይፅየፎም፤ ብመንገዶም ፍፁማት ዝኾኑ ግና ዝተፈተዉ እዮም።


ቀይናን ዝኾነ ዅሉ፥ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ርዅስ እዩ፤ ፍቕሩ ግና ምስቶም ቅኑዓት እዩ።


ንእግዚኣብሄር ምፍራሕ ንኽፍኣት ምፅላእ እዩ፤ ኣነውን ትዕቢትን ትምክሕትን፥ ክፉእ ኣካይዳን ዘረባ ሓሰትን እፀልእ እየ።


ኣነ ጳውሎስ፥ ኣብ ቅድሜኹም ትሑት፥ ካባኻትኩም እንትርሕቕ ግና፥ ደፋር ዝተብሃልኩ፥ ብናይ ክርስቶስ ሕያዋይነትን ለውሃትን፥ እልምነኩም ኣለኹ።


ፍረ መንፈስ ቅዱስ ግና፥ ፍቕሪ፥ ሓጐስ፥ ሰላም፥ ትዕግስቲ፥ ልግሲ፥ ሕያዋይነት፥ እምነት፥


ንሓደኳ ኽፉእ ዘይዛረቡ፥ ዘይበኣሱን ምቕሉላትን፥ ምስ ኵሉ ሰብ ድማ፥ ብትሕትና ዝነብሩን ክኾኑ ኣዘኻኽሮም።


እታ ኻብ ላዕሊ ዝኾነት ጥበብ ግና፥ ቅድሚ ዅሉ ንፅህቲ እያ። ደሓር ከዓ ሰላማዊት፥ ሕያወይቲ፥ ሕራይ በሃሊት፥ ገባሪት ምሕረት፥ ፅቡቕ ፍረ ዝመልአት፥ ጥርጥርን ግብዝናን ዘይብላ እያ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos