Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1ይ ዮሃንስ 5:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 ንእግዚኣብሄር ብምፍቃርን፥ ትእዛዛቱ ብምሕላውን ኢና፥ ነቶም ደቂ እግዚኣብሄር፥ ከም እነፍቅሮም እንፈልጥ።

Ver Capítulo Copiar




1ይ ዮሃንስ 5:2
7 Referencias Cruzadas  

ንስንሳትኩም ክትፋቐሩ፥ እዙይ እእዝዘኩም ኣለኹ።


ትእዛዛት እግዚኣብሄር እንተ ሓሊና፥ ንእኡ ኸም እንፈልጦ በዙይ ኢና እነረጋግፅ።


እቲ ንቓሉ ዝሕሉ ግና፥ ፍቕሪ እግዚኣብሄር ኣብኡ ፍፁም ይኸውን። ኣብ እግዚኣብሄር ከም ዘለና፥ በዙይ ኢና እንፈልጥ።


ንሕና ነሕዋትና ነፍቅሮም ስለ ዝኾንና፥ ካብ ሞት ናብ ህይወት ከም ዝተሳገርና ንፈልጥ ኢና። እቲ ሓዉ ዘየፍቅር ግና፥ ኣብ ፅላል ሞት እዩ ዝነብር።


እቲ ኻብኡ ዝተቐበልናዮ ትእዛዝ፥ “እቲ ንእግዚኣብሄር ዘፍቅር፥ ንሓዉ ድማ የፍቅር” ዝብል እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos