2 ራብዓይ ኖሓ፥ ሓምሻይ ራፋ እዮም።
ደቂ ብንያም፦ ቤላ፥ ቤኬር፥ ይዲኤል ሰለስተ እዮም።
ደቂ ብንያም ሓሙሽተ እዮም፦ በዅሪ ቤላን፥ ካልኣይ ኣስቤል፥ ሳልሳይ ኣሕራሕ፥
ደቂ ቤላን ከዓ እዚኣቶም እዮም፦ ኣዳር፥ ጌራ፥ ኣቢሁድ፥