10 ንይዑፅን ንሻኽያን ንሚርማን ወለደ፤ እዚኣቶም፥ ዋናታት መማይ ቤት ኣቦታቶም ነበሩ።
ካብ ሑሺም ከዓ ንኣቢጡብን ንኤልፍዓልን ወለደ።
ካብ ሖደሽ ሰበይቱ ኸዓ ንዮባብን ንዲብያን ንሜሴን ንማልካምን፥