Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ይ ዜና 8:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ደቂ ብንያም ሓሙሽተ እዮም፦ በዅሪ ቤላን፥ ካልኣይ ኣስቤል፥ ሳልሳይ ኣሕራሕ፥

Ver Capítulo Copiar




1 ይ ዜና 8:1
5 Referencias Cruzadas  

ደቂ ብንያም ድማ፦ ቤላ፥ ቤከር፥ ኣስቤል፥ ደቂ ቤላ ድማ ጌራ፥ ናዕማን፥ ኣኪ፥ ሮስ፥ ማንፌን፥ ሑፊም፥ ጌራም ንኣርድ ወለደ።


እዚኣቶም ኵሎም ደቂ ኣሴር፥ ዋናታት መማይ ቤት ኣቦታቶም፥ ሕሩያት፥ ሓያላት ጀጋኑ፥ ኣሕሉቕ መኳንንቲ ነበሩ። እቶም ኣብ መፅሓፍ ትውልዲ ዝተፅሓፉ ተዋጋእቲ፥ ዕስራን ሽዱሽተን ሽሕ ነበሩ።


ራብዓይ ኖሓ፥ ሓምሻይ ራፋ እዮም።


ደቂ ብንያም በብዓሌቶም፥ እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ ካብ ዓሌት ቤላ ቤላውያን፥ ካብ ዓሌት ኣስቤል ኣስቤላውያን፥ ካብ ዓሌት ኣኪራ ኣኪራናውያን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos