Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ይ ዜና 7:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ብዙሓት ኣንስትን ቈልዑን ነበርዎም። ስለዙይ በብትውልዶምን በብማይ ቤት ኣቦታቶምን ንውግእ ዝተዳለዉ ሰላሳን ሽዱሽተን ሽሕ ሰባት ነበሩ።

Ver Capítulo Copiar




1 ይ ዜና 7:4
4 Referencias Cruzadas  

ካብ ደቂ ይሳኮር ከዓ፥ እስራኤል እንታይ ክገብር ከም ዝግብኦ ዝፈልጡ፥ ምስትውዓል ዘመናት ዘለዎም፥ ክልተ ሚእቲ ዋናታት፥ ምስቶም ኣብ ትሕቲ ትእዛዞም ዝኾኑ ዅሎም ኣሕዋቶም።


ዑዚ ንይዝራሕያ ወለደ፤ ይዝራሕያ ድማ ንሚካኤል፥ ንኣብድዩ፥ ንኢዩኤል፥ ንይሺያ ወለደ፤ ሓሙሽቲኦም ከዓ ኣሕሉቕ ነበሩ።


ኣብ ኵሎም ዓሌታት ይሳኮር፥ ኣብ መፅሓፍ ትውልዲ ዝተቘፀሩ፥ ሰማንያን ሸውዓተን ሽሕ ሓያላት ጀጋኑ ነበርዎም።


ከፍቲ ድማ ሰላሳን ሽዱሽተን ሽሕ፥ ካብኣተን ሰብዓን ክልተን ንእግዚኣብሄር ግብሪ ኾና።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos