Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ይ ዜና 7:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ዑዚ ንይዝራሕያ ወለደ፤ ይዝራሕያ ድማ ንሚካኤል፥ ንኣብድዩ፥ ንኢዩኤል፥ ንይሺያ ወለደ፤ ሓሙሽቲኦም ከዓ ኣሕሉቕ ነበሩ።

Ver Capítulo Copiar




1 ይ ዜና 7:3
4 Referencias Cruzadas  

እቶም ቆሬሓውያን፦ ሕልቃና፥ ይሽያ፥ ዓዛርኤል፥ ዮዛር፥ ያሾብዓም።


ደቂ ዑዝኤል፦ ዋና ሚካ፥ ካልኣይ ይሽያ።


ዋናታት ማይ ቤት ኣቦታቶም ድማ እዚኣቶም እዮም፦ ዔፈር፥ ይሽዒ፥ ኤሊኤል፥ ዓዝሪኤል፥ የርሚያ፥ ሆዳውያ፥ ያሕዲኤል። እዚኣቶም ሓያላት ጀጋኑ ሰባት፥ ስሙያት ሰባት፥ ነናይ ማይ ቤት ኣቦታቶም ዋናታት ነበሩ።


ብዙሓት ኣንስትን ቈልዑን ነበርዎም። ስለዙይ በብትውልዶምን በብማይ ቤት ኣቦታቶምን ንውግእ ዝተዳለዉ ሰላሳን ሽዱሽተን ሽሕ ሰባት ነበሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos