7 ደቂ ሔልኣ፦ ዔፌት፥ ይፅሓር፥ ኤትናን እዮም።
ነዕራ ኸዓ ንኣሑዛምን ንኦፌርን ንቴምኒን ንኣሓሽታሪን ወለደትሉ፤ እዚኣቶም ደቂ ነዕራ እዮም።
ቆፅ ከዓ ንዓኑብን ንሃፆቤባን ንዓሌታት ኣሓርሔል ወዲ ሃሩምን ወለደ፤