5 እቲ ንቴቁሔ ዝመስረተ ኣሽሑር፥ ሔላን፥ ናዕራን፥ ዝበሃላ ኽልተ ኣንስቲ ነበራኦ።
ኤስሮም ኣብ ኤፍራታ ናይ ካሌብ ምስ ሞተ፥ ኣቢያ ሰበይቱ፥ ኣቦ ቴቁሔ ንዝኾነ ንኣሽሑር ወለደትሉ።
ፋኑኤል ኣቦ ጌዶር፥ ዔፄር ኣቦ ሑሻም፥ እዚኣቶም ደቂ ሆር በዅሪ ኤፍራታ ንቤተ ልሔም ዝመስረተ እዮም።
ነዕራ ኸዓ ንኣሑዛምን ንኦፌርን ንቴምኒን ንኣሓሽታሪን ወለደትሉ፤ እዚኣቶም ደቂ ነዕራ እዮም።