Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ይ ዜና 4:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ደቂ ኣቦ ዔጣም ድማ እዚኣቶም እዮም፦ ኢይዝራኤል፥ ይሽማ፥ ይድባሽ፤ ሃፅለልፎኒ እትበሃል ሓፍቲ ድማ ነበረቶም።

Ver Capítulo Copiar




1 ይ ዜና 4:3
5 Referencias Cruzadas  

ራያ ወዲ ሶባል ድማ ንኢኤት ወለደ፤ ኢኤት ከዓ ንኣሑማይን ንላሃድን ወለደ፤ እዚኣቶም ዓሌት ፆርዓታውያን እዮም።


ፋኑኤል ኣቦ ጌዶር፥ ዔፄር ኣቦ ሑሻም፥ እዚኣቶም ደቂ ሆር በዅሪ ኤፍራታ ንቤተ ልሔም ዝመስረተ እዮም።


ንሳተንውን ቤተ ልሔምን፥ ኤጣምን፥ ቴቁሔን፥


ዮቅድዓም ዛኖዋሕ፥


ሽዑ ኻብ ይሁዳ ሰለስተ ሽሕ ሰባት ናብ በዓቲ ኰዅሒ ዔጣም ወረዱ፤ ንሶምሶን ከዓ፥ “ፍልስጥኤማውያን ከም ዝገዝኡናዶ ኣይትፈልጥን ኢኻ? እዝ ዝገበርካና ደኣ እንታይ እዩ?” በልዎ። ንሱ ኸዓ “ኸምቲ ዝገበሩኒ እየ ዝገበርክዎም” በሎም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos