5 ኣብኡ ኸዓ ኻብ ቤርሳቤህ ጓል ዓሚኤል፥ ሳሙስ፥ ሶባብ፥ ናታን፥ ሰሎሞን፥ ኣርባዕተ ደቂ ተወለዱሉ።
ዳዊት ድማ ልኢኹ ብዛዕባ እታ ሰበይቲ ጠየቐ፤ እቲ ልኡኽ ከዓ “እዚኣስ ቤርሳቤህ ጓል ኤልያብ፥ ሰበይቲ እቲ ኬጢያዊ ኦርዮዶ ኣይኮነትን?” በሎ።
ንጉስ ሰሎሞን ድማ ንኖኡ፥ “ንኣዶንያስ፥ ኣቢሳ እታ ሱናማዊት እትጥይቕሉ ስለ ምንታይ ኢኺ? ንሱ ኻባይ ዝዓቢ ሓወይ እዩ፤ እምበኣር እዛ መንግስቲ እውን ጠይቒሉ! ብቕድሙውን ካህን ኣብያታርን ኢዮኣብ ወዲ ፅሩያን መሻርኽቱ ነይሮም እዮም” ኢሉ መለሰላ።
ብዘይ እዚኣቶም ድማ ኢያቤሓር፥ ኤሊሱዔ፥ ኤሊፋላት፥
እሴይ ንንጉስ ዳዊት ወለደ። ንጉስ ዳዊት ካብ ሰበይቲ ኦርዮ ንሰሎሞን ወለደ፥
ወዲ ሜልያ፥ ወዲ ማይናን፥ ወዲ ማጣት፥ ወዲ ናታን፥ ወዲ ዳዊት፥