3 ደቂ ይሁዳ፦ ዔር፥ ኣውናን፥ ሴሎም፥ እዚኣቶም ሰለስቲኦም ካብታ ከነዓናዊት ሰበይቲ ጓል ሹዓ ዝተወለዱሉ እዮም። ዔር በዅሪ ይሁዳ፥ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ክፉእ ስለ ዝገበረ እግዚኣብሄር ቀተሎ።
ደቂ ይሁዳ ድማ፦ ዔር፥ ኣውናን፥ ሴሎም፥ ፋሬስ፥ ዛራ። ዔርናን ኣውናንን ግና ኣብ ምድሪ ከነዓን ሞቱ። ደቂ ፋሬስ፦ ኤስሮም፥ ሓሙል።
ዳን፥ ዮሴፍ፥ ብንያም፥ ንፍታሌም፥ ጋድ፥ ኣሴር እዮም።
ደቂ ይሁዳ፦ ፋሬስ፥ ኤስሮም፥ ካርሚ፥ ሆር፥ ሶባል እዮም።
ይሁዳ ድማ ንሴሎም ወለደ፤ ሴሎም ከዓ ነቲ ንሌካ ኣቦ ንዝኾነ ንዔር፥ ንማሬሻ ኣቦ ንዝኾነ ለዓዳ፥ ነቶም ካብ ኣሽቤዓ ንዝኾኑ
ካብ ሴሎናውያን ወዲ ይሁዳ፦ ዓሳያ እቲ በዅርን ደቁን ነበሩ።
ደቂ ይሁዳ፥ ኤርን ኦውናንን እዮም። ኤርን ኦውናንን ኣብ ምድሪ ከነዓን ሞቱ።
ደቂ ይሁዳ በብዓሌቶም እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ ካብ ዓሌት ሴሎም ሴሎማውያን፥ ካብ ዓሌት ፋሬስ ፋሬሳውያን፥ ካብ ዓሌት ዛራ ዛራውያን።