3 ኣሒዔዝር እቲ ሓለቓኦምን ኢዮኣስን ደቂ ሸማዓ ጊብዓዊ፥ ይዝኤልን ፋሌጥን ደቂ ኣዝሞዌት፥ በራክያ ኢዩ ዓናቶታውን፥
ኣብታ እግዚኣብሄር ዝሓረያ ገባዖን ናይ ሳኦል፥ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ክንሰቅልስ፥ ካብ ደቁ ሸውዓተ ሰባት ሃበና” በልዎ። እቲ ንጉስ ከዓ “ኣነ ኽህበኩም እየ” በሎም።
ኣቢዓልቦን በዓል ዓረባ፥ ዓዝሞት በዓል በርሑማ፥
ዒራስ ወዲ ዒስካ ቴቍሔያዊ፥ ኣቢዔዝር ኣናቶታዊ፥
ዓዝሞት ባሕሩማዊ፥ ኤሊያሕባ ሰዓልቦናዊ፥
ንሳቶም ብየማኖም ኮነ ብፀጋሞም ምውንጫፍ ኣእማን ዝኽእሉ ብቐስቲውን ፍላፃ ዝውርውሩ ተዋጋእቲ ነበሩ። ንሳቶም ኣዝማድ ሳኦል ካብ ነገድ ብንያም ነበሩ። ስሞም ከዓ እዙይ እዩ፦
ሰማያስ ገባዖናዊ፥ ንሱ ናይቶም ሰላሳ ሓለቓ ጅግና ሰብኣይ ነበረ። ኤርሚያስ፥ ያሕዝኤል፥ ዮሓናን፥ ዮዛባት ገድሮታን፥
በታ ራብዐይቲ መዓልቲ ድማ ኣብ ለሰ በረኸት ተኣከቡ። ኣብኣ ኸዓ ንእግዚኣብሄር ባረኽዎ። ስለዙይ እታ ቦታ እቲኣ ኽሳዕ ሎሚ ለሰ በረኸት ትበሃል ኣላ።
እቶም ልኡኻት ድማ ናብታ ሳኦል ዝነብረላ ገባዖን መፁ፤ እዝ ነገር እዙይ ከዓ ኣብ እዝኒ እቶም ህዝቢ ተናገሩ። ኵሎም እቶም ህዝቢ ድማ ድምፆም ዓው ኣቢሎም በኸዩ።