Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ይ ዜና 10:6 - መፅሓፍ ቅዱስ

6 በዝ ኸምዙይ ሳኦልን ሰለስቲኦም ደቁን ሞቱ፤ ኵሎም ቤተሰቡውን ብሓንሳእ ሞቱ።

Ver Capítulo Copiar




1 ይ ዜና 10:6
8 Referencias Cruzadas  

እቲ ኣፅዋሩ ዝሽከመሉ ኸዓ፥ ሳኦል ከም ዝሞተ ምስ ረአየ፥ ንሱውን ኣብ ልዕሊ ሰይፉ ወዲቑ ሞተ።


እቶም ኣብ ለሰ ዝነበሩ ዅሎም ሰብ እስራኤል፥ ሰራዊቶም ከም ዝሃደሙ፥ ሳኦልን ደቁን ድማ ኸም ዝሞቱ ምስ ረአዩ፥ ከተማታቶም ሓዲጎም ሃደሙ፤ ፍልስጥኤማውያን ከዓ መፂኦም ተቐመጥወን።


መሊስኩም ክፉእ እንተ ገበርኩም ግና ንስኻትኩምን ንጉስኩምን ክትጠፍኡ ኢኹም።”


በታ መዓልቲ እቲኣ ኸዓ ሳኦልን ሰለስቲኦም ደቁን እቲ ኣፅዋሩ ዝሽከምን ኵሎም ሰባቱን ብሓደ ሞቱ።


እቲ ሰብኣይ ምምራኽ ታቦት እግዚኣብሄር ምስ ነገሮ፥ ኤሊ ኣሪጉ፥ ሰብነቱውን ግዙፍ ስለ ዝነበረ፥ ካብቲ ተቐሚጥዎ ዝነበረ መንበር ኣብ ጥቓ እቲ በሪ ንድሕሪት ወደቐ። ክሳዱ ተሰይሩ ድማ ሞተ። ንሱ ንእስራኤል ኣርብዓ ዓመት ዝመርሖም እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios