42 ደቂ ኤፅር፦ ቢልሓን፥ ዛዕዋን፥ ዓቃን፥ ደቂ ዲሳን፦ ዑፅ፥ ኣራን እዮም።
ወዲ ዓና፦ ዲሶን፥ ደቂ ዲሶን፦ ሓምዳን፥ ኤስባን፥ ይትራን፥ ክራን፥
ኣብ እስራኤል ንጉስ ገና ኸይነገሰ እንተሎ፥ ኣብ ምድሪ ኤዶምያስ ቅድም ዝነገሱ ነገስታት እዚኣቶም እዮም፦ ባላቅ ወዲ ቢዖር፥ ኣብ ከተማኡ ኣብ ዲንሃባ ኾይኑ ነገሰ።
ሳን። ኣቲ ኣብ ሃገር ዖፅ እትነብሪ ጓል ኤዶምያስ፥ ተሓጐሲ፤ ደስ ይበልኪ፤ ግናኸ እቲ ፅዋዕ ናባኺውን ክሓልፍ እዩ፤ ክትሰክርን ጥራሕኺ ኽትኾንን ኢኺ።
ካብ ብኔያዕቃን ተልዒሎም፥ ኣብ ሖርሃጊድጋድ ሰፈሩ።