Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ይ ዜና 1:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 ንኣርዴዋውያንን ንሰማራውያንን ንኣማታውያንን ወለደ።

Ver Capítulo Copiar




1 ይ ዜና 1:16
6 Referencias Cruzadas  

ንኣራዳዎንን ንሰማሮዎንን ንኣማቲያንን ወለደ። ብድሕሪኡ ዓሌታት ከነዓን ተበታተኑ።


በታ ጊዜ እቲኣ ሰሎሞንን ህዝቢ እስራኤልን፥ ካብ መእተዊ ሓማት ጀሚሩ ኽሳዕ ሩባ ግብፂ ዘሎ ዓብዪ ጉባኤ፥ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ሸውዓተ መዓልቲ በዓል ኣብዓሉ።


ንጌርጌሳውያንን፥ ንኤዊያዊውን፥ ንዓርካውያንን ንሲናውያንን፥


ደቂ ሴም፦ ኤላም፥ ኣሶር፥ ኣርፋክስድ፥ ሉድ፥ ኣራም፥ ዑፅ፥ ሁል፥ ጌቴር፥ ሞሳሕ፥


ኣቲ ጢሮስ፥ እቶም ዝቐዝፉልኪ ሰብ ሲዶናን ሰብ ኣርዋድን ነበሩ፤ እቶም ኣባኪ ዘለዉ ጠቢባንኪ፥ መራሕቲ መራኽብኪ ኾኑ።


ካብ እምባ ሆር ድማ ኽሳዕ እታ ናብ ሃማት እተእቱ ምልክት ግበሩሉ፤ እቲ ወሰን ከዓ ናብ ፅዳድ ይውፃእ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos