11 ሚፅራይም ከዓ ንሉዲምን ንዓናሚምን ንላህቢምን፥
ኩሽ ንናምሩድ ወለደ፤ ንሱ ኣብ ምድሪ ብርቱዕ ምዃን ጀመረ።
ንነፍተሂምን፥ ንፈትሩሲምን ነቲ ኻብኡ ፍልስጥኤማውያን ዝተወለዱ ኻስሉሂምን ንከፍቶሪምን ወለደ።