10 ኩሽ ንናምሩድ ወለደ፤ ንሱ ኣብ ምድሪ ብርቱዕ ምዃን ጀመረ።
ሚፅራይም ከዓ ንሉዲምን ንዓናሚምን ንላህቢምን፥
ደቂ ኩሽ፦ ሳባ፥ ኤውላጥ፥ ሰብታ፥ ራዕማ፥ ሰብቃታ። ደቂ ራዕማ፦ ሳባ፥ ድዳን፥
ንሳቶም ንሃገር ኣሶር ብሰይፊ፥ ንሃገር ናምሩድ ከዓ፥ ኣብ በርታት ከጥፍእወን እዮም። እቲ ኣሶራዊ ናብ ሃገርና ምስ መፀ፥ ወሰንና ድማ ምስ ረገፀ፥ ንሱ ኸናግፈና እዩ።